Tigrinya U.R.O ናይ ስደተኛታት ማእከል ዝስዕብ ኣገልግሎት ይህብ:
- ወግዓዊ ናይ ሰነድ ትርጉም
- ንቤተሰብ ቪዛን ንቤተሰብ ምትእኽኻብን
- ናይ ጉዕዞ ሰነድ (ትራቨል ዶኩመንት)
- ናይ ብሪቲሽ ፓስፖርት
- ግላዊ ስራሕ (ርእሰ-ሓደር)
- ናይ ደለይቲ ስራሕ ኣበል
- ብሕማም ወይ ከኣ ብስንክልና ስራሕ ንዝገደፉ ዝዋሃብ ሓገዝ
- ናይ ኣላይ ሕሙም ኣበል
- ናይ መንበሪ ቤት ኣበል
- ናይ ቆልዑን፡ ናይ ኣብ ስራሕ ዘለውን፡ ታክስ ክረዲት
- ናይ ቆልዑ ኣበል
- ፈቓድ ምዝዋር መኪና
- ናይ ስንክልና ፎርም
- ሰማያዊ ባጅ (ብሉ ባጅ)
- ናይ ስንኩላን ናይ ኣውቶቡስ ነጻ ይሕለፍ
- HC2 ናይ ጥዕና ምስክር ወረቐት
- ናይ ኣየር ቲኬት
- ናይ መኪና ኢንሹራንስ
- ናይ ጉዕዞ መድሕን
- ክፍሊት (ናይ ማይ፡ ጋዝ፡ ኤሌክትሪክ)
- ምንዳይ (ምድላል) ገዛ