07853794027 info@urorefugee.com

Tigrinya U.R.O ናይ ስደተኛታት ማእከል ዝስዕብ ኣገልግሎት ይህብ:

  • ወግዓዊ ናይ ሰነድ ትርጉም
  • ንቤተሰብ ቪዛን ንቤተሰብ ምትእኽኻብን
  • ናይ ጉዕዞ ሰነድ (ትራቨል ዶኩመንት)
  • ናይ ብሪቲሽ ፓስፖርት
  • ግላዊ ስራሕ (ርእሰ-ሓደር)
  • ናይ ደለይቲ ስራሕ ኣበል
  • ብሕማም ወይ ከኣ ብስንክልና ስራሕ ንዝገደፉ   ዝዋሃብ ሓገዝ
  • ናይ ኣላይ ሕሙም ኣበል
  • ናይ መንበሪ ቤት ኣበል
  • ናይ ቆልዑን፡ ናይ ኣብ ስራሕ ዘለውን፡ ታክስ ክረዲት
  • ናይ ቆልዑ ኣበል
  • ፈቓድ ምዝዋር መኪና
  • ናይ ስንክልና ፎርም
  • ሰማያዊ ባጅ (ብሉ ባጅ)
  • ናይ ስንኩላን ናይ ኣውቶቡስ ነጻ ይሕለፍ
  • HC2 ናይ ጥዕና ምስክር ወረቐት
  • ናይ ኣየር ቲኬት
  • ናይ መኪና ኢንሹራንስ
  • ናይ ጉዕዞ መድሕን
  • ክፍሊት (ናይ ማይ፡ ጋዝ፡ ኤሌክትሪክ)
  • ምንዳይ (ምድላል) ገዛ